Indra blir Mitt gymnasieval - Under hösten byter vi löpande ut namnet Indra till Mitt gymnasieval på webben. Läs mer här
ኣብ ሽወደን ዘይትነብር እንተኾንካ፡ ንላዕለዋይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ከተመልክት ከለኻ ክትፈልጦ ዘለካ እዚ እዩ።
ኣብ ካልኦት ሃገራት ካብ ዝርከባ ተመሳሰልቲ ኣብያተ ትምህርቲ ዝተረኽበ ነጥቢ ብቐጥታ ክሰጋገር ወይ ምስቲ ካብ ግዴታዊ ቤት ትምህርቲ ሽወደን ዝመጽእ ነጥቢ ብማዕረ ክወዳደር ኣይክእልን።
ናብ ላዕለዋይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ንምእታው ዝተወሰኑ ረቛሒታት ምምላእ ኣገዳሲ እዩ።